top of page
wallpaperflare.com_wallpaper.jpg

MIGRATE TO YOUR FUTURE NEST

12 Years Of Specialization In Immigration & Refugee Law

A Canadian Immigration and Refugee Law consulting firm dedicated to providing practical advice and representation based on knowledge and expertise.

ራእይናን ተልእኾናን

ራእይና ፍልጠት፡ ክእለትን ቕንዕናን ዝመለለይኣ፡ ንዓማዊላ ብዝምችእ ኩነታት፡ ብሉጽ ኣገልግሎት እተቕርብን፡ እቶም ዝተፈላለየ ድሕረ-ባይታ ዘለዎም ዓማዊላታ፡ ዝናኣ ዘዋዓውዑዋ ትካል ንኽንከውን ኢዩ። ተልእኾ ትካልና፡ ምስቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ጭቡጥ ኩነታት ተሳንዩ ብዝትግበር፡ ሞያዊ ኣገልግሎት ምኽርን ዉክልናን፡ ዓማዊልና ብዝርድእዎ ኣገባብ ንምቕራብ እዩ። ስም ትካልና ከም ዝእንፍቶ፡ ካናዳ፡ መዕረፊ ሂወቶም ኽገብሩዋ ንዝህቕኑ ዓማዊልና፡ ሰብኣዊነት ብዝለበሰ ኣገባብ፡ ሓብሓቢ፡ ትጉህን ንኡድን ኣገልግሎት ምቅራብ እዩ።

ሜላና

ኣገባብ ስራሕና፡ ናይ ነብሲ-ወከፍ ዓሚል ድልየትን ምርጫን ኣቓልቦ ብምግባር፡ ኣብ ጠለብ ዓሚል ዘተኮረ (customized service) ፡ ኣገልግሎት ምሃብ እዩ።  ነብሲ-ወከፍ ዓሚል ዘድልዮ ዓይነትን መጠንን ኣገልግሎት ይፈላለ እዩ። ክንዲ ዝኾነ፡ ንሕና ነዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ነጥብታት ብምስትብሃል፡ 3 ደረጃታት ኣገልግሎት ማለት: i) ኣገልግሎታት ምምኽኻር (consultation) ii) ዳግማይ ምርኣይ / ምምርማር (application review) iii) ኣገልግሎት ምሉእ ዉክልና (full representation) ፡ ካልኦት ክንዲ ናትና ተሞክሮን ፍልጠትን ዘለዎም ትካላት፡ ንተመሳሳሊ ኣገልግሎት ምስ ዝሓትዎ ክፍሊት ብዝወዳደር ዋጋ፡ ልዑል ደረጃ ዘለዎ ኣገልግሎት ነቕርብ።

We are located at:

         777 8 Ave. SW, Unit 2300/45

         Calgary, AB T2P 3R5, Canada

         info@humanestmigration.com

         +1 403 474 0342

  Fax:               +1 866 906 0813

  WhatsApp:    +1 403 399 9739

Office Hours

 

   Mon - Fri     9:00 AM - 6:00 PM

   Saturday     By appointment only

   Sunday       Closed

Contact Us

© 2022 Humanest Migration Corp.

RCIC sign.jpg
Logo-CAPIC-2.jpg
bottom of page